ናብ MyCOA እንቋዕ ብደሓን መጻእካመምርሒ ንነበርቲ ናይ COA ቦታታትኣብ ሲኦኤ ምንባርኣብ COA ቦታ ትነብር እንተኾንካ ክትፈልጦ ዘለካ ኩሉ።ሆላንድብዛዕባ ተፈጥሮ፡ ልምድታትን ሕግታትን ኣብ ሆላንድ።ተሳተፍኣብ ናይ COA ቦታኻን ካብኡ ወጻኢን ዝርከቡ ንጥፈታትን ስራሕን ድለይ።መጻኢ ዕድለይብዛዕባ ቀጻሊ ስጉምትኻ ኣብ መስርሕ ዑቕባ። ብድሕሪኡ ድማ።4 ጉንበት: Dodenherdenkingዕለት 4 ጉንበት መዓልቲ ሰማእታት እዩ (Dodenherdenking)። ነቶም ኣብ ካልኣይ ኲናት ዓለም ግዳያት ዝኾኑ ድም ንዝክር።ዝተሓትመሉ (ብ)4/27/2024April 27, 2024ተወሰኽቲ መልእኽቲታት ዜና