ኣብ ነዘርላንድስ ንኣተዓባብያ ቆልዑትኩም ሓላፍነትኩም እዩ። ብ ናይ ነዘርላንድ ሕጊ ኩሉ ደቅኹም ዝገብርዎ ክሳብ 18 ዓመት ዝመሉ ናትኹም ሓኣልፍነት እዩ። እንተ ወላድኩም ዕንወት ፈጺሙ፣ ሓላፍነትኩም እዩ። (ሲቪላዊ ግዴታ)። ወላድኩም ካስብ 21 ዓመት ዝገበር ናይ ገንዘባዊ ሕገዝ ንመነባብሮ ከትገብሩ ሓልፍነትኩም እዩ። ቆልዑት ኣብ ሞንጎ 5 ን 18 ናይ ግደን ንትምህርቲ ክኸዱ ኣለዎም (ግደኤታዊ ትምህርቲ). እዚ እዉን ክትከታተልዎ ኣለኩም።
ኣብ መዉኣለ ሕጻናት ዝበል ናይ ሓበሬታ ጽሑፍ ኣገደስቲ ዝንበብ ኣሎ ከም ወለዲ ውን ሞጉዚት መጠን ክትፈለዎ ዘለኩም።
Links extern
- Tell me [1]
https://www.kindertelefoon.nl/tell-me/?lang=en