ኣብ ናይ COA ቦታ ትነብሩ ኣለኹም፣ ሕጋጋት ከተኽብሩ ኣለኩም። ናይ COA-ሕጋጋትን ናይ ነዘርላንድ ሕግን።እዚ ኣድላይ እዩ ንድሕነትን ንኽትነብረሉ ብቁ ዕ ዝኾነ ቦታ መታን ክኸዉን።
እታ ኣገዳሲት ሕጋገ ዓንቀጽ 1 ናይ ነዘርላንድስ ቅዋም እያ። ኸምዚ ይብል፣ ነፍስወከፍ ኣብ ነዘርላንድ መሰል ኣለዎ ብዘይ ኣድልዎ ክኽብኸብን ዝኮነ ዓይነት ኣድልዎ ተቀባልነት ከምዘይብሉን።
እንተ ናይ COA ሕጋጋትን ናይ ነዘርላንድ ሕጊን ዘይኣኽቢርኩም፣ ስጉምቲ ክወሰደኩም እዩ ከም ናይ (ሰሙን)ገንዘብ ምቁራጽ ሓደ ሓደ ጊዜ ምሕራም ኣብ መዓስከር። እንተ ናይ ነዘርላንድ ሕጊ ጥሒስኹም፣COA ኣብ ፖሊስ ጥራኣን ከቅርቡ ይኸሉ።ብሲቪላዊ ገበን ኣብ ሕጊ ክትቀርቡ ትኸሉ።
Links extern
- Hoofdstuk 1 Nederlandse grondwet [1]
http://www.parlement.com/id/vhnnmt7jesyv/hoofdstuk_1_grondwet_volledige_tekst