ብዙሓት ሰባት ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስ ይሓስቡ ኣለዉ። እቲ ጽቡቕ ነገር፡ መብዛሕትኦም በዚ ቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት ይሓውዩ እዮም። ይኹን እምበር፡ ናይ ሳምቡእ ረኽሲ ክሰዕበልካ ይኽእል እዩ። ብዛያዳ ኣረጋውያን፡ ጥዕና ዘይብሎም ወይ ሕማም ዘለዎም ሰባት ኣዝዮም ክጥቅዑ ይኽእሉ።
በዚ መሰረት፡ ጥንቃቐ ክትገብር ግን ጽቡቕ እዩ። እንታይ ክትገብር ትኽእል?
ተወሳኺ ኣንብብ